መፈተኒ ስራሕ
ንቍሩብ መዓልታት ተሳተፍ እሞ እቲ ሞያ ይሰማማዓካ እንተ ኾይኑ ተዓዘብ። ዕለት ምረጽ ወይ ዚሰማማዓካ ዕለት ሕተት።
ቀልጢፉ ይመጽእ
ካብ 1 ጥሪ 2027 ኣትሒዝካ ኣብዚ ቦታታት ሞያዊ ስልጠናን መፈተኒ ስራሕን ክትረክብ ኢኻ። ክሳብ ሽዑ ኣየናይ ሞያ ከም ዝሰማማዓካ ክትፈልጥን ብመምርሒ ክትዳሎን ትኽእል።
ሕጂ ቦታ ሞያዊ ስልጠና የድልየካ ድዩ? ክፉታት ቦታታት ናይ ኩሎም ካንቶናት ኣብቲ ወግዓዊ ዝርዝር ቦታታት ሞያዊ ስልጠና ኣለዉ: ወግዓዊ ዝርዝር ቦታታት ሞያዊ ስልጠና ኣብ berufsberatung.ch
ተማሃሮ ተሰልጥኑ ዲኹም? ቦታታትኩም ካብ ሕጂ ኣእትዉ፣ ሽዑ ኣብ 1 ጥሪ 2027 ካብ ቀዳማይ መዓልቲ ኣብኡ ክኾኑ እዮም። ንትካላት